ገጽ 32
ገጽ 32
◼ ንየሱስ ምምሳልና፡ ዝሓሽናን ዝያዳ ሕጉሳትን ዚገብረና ብኸመይ እዩ፧ ገጽ 4 ርአ።
◼ ጽሬት ካብቲ ኣብ ጥዕና ዘለዎ ጥቕምታት ብዝበለጸ ኣገዳስነት ዘለዎ ስለምንታይ እዩ፧ ገጽ 9 ርአ።
◼ ቀዳሞት ክርስትያናት ኣብ ናይ ግሪኽ ዓለም ንኺሰብኩ ዘጋጠሞም ብድሆ ብኸመይ ሰጊሮምዎ፧ ገጽ 18 ርአ።
◼ ገሊኦም ብናይ መን ሓይሊ እዮም “ተኣምራዊ” ምሕዋይ ዚገብሩ፧ ገጽ 22 ርአ።
◼ ክልተ ተዓወትቲ ሽልማት ኖበል ብዛዕባ እቲ ንመበቈል ዩኒቨርስ ዚምልከት ሕቶታት ዚኸውን ናይ 25 ሳንቲም መልሲ እንታይ ሓሳብ ነይርዎም፧ ገጽ 26 ርአ።