ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ገጸ 32

ገጸ 32

ገጸ 32

ኵለን ሃይማኖታት ድየን ናብ ኣምላኽ ዚመርሓ፧ ገጽ 3 ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍትሕ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ገጽ 5 ርአ።

ሃይማኖታት ኣብ ፖለቲካ ኢደን ኬእትዋ ኣለወንዶ፧ ገጽ 7-8 ርአ።

ሰብ ሓዳር ነቲ ብዛዕባ ገንዘብ ኪህልዎም ዚኽእል ዘይምርድዳእ ንኺፈትሑ ዚሕግዞም ሓደ መገዲ እንታይ እዩ፧ ገጽ 11-12 ርአ።

ኵሎም ቅኑዓት ሰባት ድዮም ናብ ሰማይ ዚኸዱ፧ ገጽ 22-23 ርአ።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከቶም ተባሂሉ ንዚወጽእ ወጻኢታት ብኸመይ ይሽፍንዎ፧ ገጽ 30 ርአ።