ግምቢ ዘብዐኛ መስከረም 2009 ኣምላኽ ሃብቲ ይመባጽዓልካ ድዩ፧ ካብ ኣምላኽ ዚርከብ ሃብቲ ድኽነት—ስምረት ኣምላኽ ከም ዘይብልካ ዜርኢ ድዩ፧ ገንዘብ ምንጪ ናይ ሓቂ ሓጐስ ድዩ፧ ድኻ ኽነሳ ሕጉስትን ትስፉውትን ኣዳምን ሄዋንን ብሓቂ ዝነበሩ ሰባት ድዮም፧ ተሰሪዙ ዝነበረ መጽሓፍ ቅዱስ እንደገና ተነቢቡ ትፈልጥዶ፧ ብቕንዕና ዚፈርድ ፈራዲ ክትብደል ከለኻ ኣብ መዓልቲ ጴንጠቆስጠ እተፈጸመ ተኣምር ዝዓበየ ቐላይ ማእከላይ ኣመሪካ ሒዝዎ ዘሎ ሃብቲ ሕቶታት ኣንበብትና የሱስን ኣቦኡን ሓደ ዝዀኑ ብኸመይ እዮም፧ ዕዉት ሚስዮናዊ እትዀነሉ መገዲ