ገጽ ሰላሳን ክልተን
ገጽ ሰላሳን ክልተን
ብዛዕባ ሓጢኣት ዝነበረ ኣረኣእያ እንታይ ይኸውን ከም ዘሎ ፍለጥ። ገጽ 3-10 ርአ።
ሸፈጥ ኣስፋሕፊሑ ኽነሱ፡ ሓቀኛታት ኴንና ንኽንመላለስ ኪሕግዘና ዚኽእል እንታይ እዩ፧ ገጽ 11-14 ርአ።
ከዋኽብቲ ንህይወትካ ይጸልውዎ ድዮም፧ 18-21 ርአ።
ቅዱሳት ጽሑፋት ብዛዕባ ምትሕንፋጽ እምነት እንታይ ይብል፧ ገጽ 27 ርአ።
[ኣብ ገጽ 32 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]
Stars: NASA, ESA, and A. Nota (STScI); Interfaith: REUTERS/Andreas Manolis