ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ገጽ ሰላሳን ክልተን

ገጽ ሰላሳን ክልተን

ገጽ ሰላሳን ክልተን

ምስ መንፈሳዊ ዓለም ርክብ ኪግበር ይከኣል ድዩ፧ ገጽ 3-9 ርአ።

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ ሰባት ብሓቂዶ ኣማእታት ዓመታት ይነብሩ ነይሮም እዮም፧ ገጽ 12 ርአ።

ነቶም ኣብ ሃይቲ ዚነብሩ ግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንምሕጋዝ እተገብረ ዕዮ ኸመይ ይመስል ነበረ፧ ገጽ 15 ርአ።

ብግዜ የሱስ እንተ ትነብር ኔርካ፡ ንመሲሕ መለለኻዮዶ፧ ገጽ 18 ርአ።

ንንጽል ወለዲ ንምድጋፍ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ ገጽ 22 ርአ።