ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም እውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወዲ ሰብ ዘለዎ ዜገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ቅኑዕ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ኽትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ እንተ ደኣ ደሊኻ: www.pr418.com. ብዚብል ዌብ ሳይት ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።