ግምቢ ዘብዐኛ ታሕሳስ 2012
ገበር
ኣብ እዋን በዓል ልደት ባህታ ንምርካብ ዚግበር ጻዕሪ
ምስ ስድራ ቤትካን ፈተውትኻን ግዜ ምሕላፍ፡ ንጽጉማት ምሕጋዝ ከምኡ እውን ንየሱስ ምዝካር—እዚ ዅሉ ጠቓሚ እዩ። ዝያዳ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር እንታይ እዩ፧
ገበር
ብምሃብ ዚርከብ ሓጐስ
መብዛሕትኡ ግዜ፡ ኣብ በዓል ልደት፡ ውህበት ምውህሃብ ዝያዳ ሓጐስ ዘይኰነስ፡ ዝያዳ ውጥረት እዩ ዜምጽእ። እንታይ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪሕግዝ ይኽእል፧
ሕቶታት ኣንበብትና
ገሊኦም ሰባት፡ በዓል ልደት ዘየብዕሉ ስለምንታይ እዮም፧
ንየሱስ ዜፍቅሩ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት በዓል ልደት ዘየብዕሉሉ ኣርባዕተ ምኽንያት ርአ።
ታሪኽ ህይወት
ኣብ መወዳእታ ናይ ሓቂ ናጽነት ረኸብኩ!
ማርያ ኪሊን ኣብ ሰሜን ኮርያ ተኣሲራ ኸላ ብኸመይ ብህይወት ከም ዝተረፈትን ሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ሓቂ ናጽነት ክትረክብ ብኸመይ ከም ዝሓገዛን ኣንብብ።
ካብ ቃል ኣምላኽ ተምሃር
ኣምላኽ ንየሱስ ናብ ምድሪ ዝለኣኾ ስለምንታይ እዩ፧
የሱስ ናብ ምድሪ ስለምንታይ ከም ዝመጸን ሎሚ እውን ካብዚ ብኸመይ ከም እንጥቀምን ፍለጥ።
ቀደም ትነብር ከም ዝነበርካ ዲኻ እትኣምን፧
ብሪኢንካርነሽን ምእማን ህቡብ ኰይኑ ኣሎ። ግናኸ መጽሓፍ ቅዱስ ዚድግፎ ትምህርቲ ድዩ፧
ትፈልጥዶ፧
ብዛዕባ እቲ ኻብ ምዉት ባሕሪ ዚመጽእ ጨው ከምኡ እውን ብዛዕባ ዋጋ እቲ ብግዜ የሱስ ዝነበረ ሰልዲ ድሪም ፍለጥ።
ኣብ ምንታይ እየ ኣትየ፧
ኣብ በኒን ሓንቲ ሚስዮናዊት፡ ጽሙማት ናብ ኣምላኽ ኪቐርቡ ንምሕጋዝ ቋንቋ ምልክት ብኸመይ ከም እተማህረት ኣንብብ።
ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ዅሕለ ምሕሊ
ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበራ ኣንስቲ ጽባቀአን ንምጕላሕ እንታይ እየን ዚጥቀማ ነይረን፧
“ታሪኽ ኣይሕሱን እዩ”
ብ1 ሚያዝያ 1951፡ ብኣማእታት ዚቝጸሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ ኢስቶንያ ናብ ሳይቤርያ ተጠሪዞም። ስለምንታይ፧
ንደቅኻ ምሃሮም
ዮታም፡ ኣብ ስድራ ቤቱ ሽግር እናሃለወ ኽነሱ፡ እሙን ኰይኑ ቐጸለ
ዋላ እኳ ወለድኻ ንኣምላኽ ዘየገልግሉ እንተ ዀኑ፡ ናብኡ ኽትቀርብ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧