ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ገጽ ሰላሳን ክልተን

ገጽ ሰላሳን ክልተን

በዓል ልደት ዜሐጕስ ንኪኸውን፡ ኪትኰረሉ ዚግባእ ቀንዲ ነገር እንታይ እዩ ምበልካ፧ ካብ ብዓል ልደት ዚበልጽ ነገር ዘሎዶ ይመስለካ፧

ገጽ 3-9 ርአ።

ኣምላኽ ንየሱስ ስለምንታይ ናብ ምድሪ ኸም ዝለኣኾ ትፈልጥዶ፧

ገጽ 16-17 ርአ።

ቀደም ትነብር ኔርካ ዲኻ፧ ገሊኦም ሰባት፡ ይነብሩ ኸም ዝነበሩ እዮም ዚኣምኑ፧ ስለምንታይ እዮም ከምኡ ዚኣምኑ፧

ገጽ 18-20 ርአ።

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበራ ኣንስቲ ንኺጸባበቓ እንታይ እየን ዚጥቀማ ነይረን፧

ገጽ 24-26 ርአ።