ግምቢ ዘብዐኛ ጥሪ 2013 | መወዳእታ ዓለም ኬፍርሃካ ይግባእዶ፧

ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ “መወዳእታ ዓለም” እንታይ እዩ፧

ንኣንበብትና

ካብዛ ሕታም እዚኣ ጀሚሩ፡ እተመርጸ ዓንቀጻት ግምቢ ዘብዐኛ ኣብ ወብ ሳይትና ጥራይ ኪወጽእ እዩ። ከምኡ ዓይነት ለውጢ እተገብረሉ ምኽንያት ንምፍላጥ፡ ብዝያዳ ኣንብብ።

ገበር

መወዳእታ ዓለም ኬፍርሃካ ይግባእዶ፧

በቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መወዳእታ ዓለም ዚምህሮ ትምህርቲ ኣዚኻ ትግረም ትኸውን።

ንኣምላኽ ቅረቦ

‘ንሕጻናት ገለጽካዮ’

ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ብዛዕባ ኣምላኽ ዚገልጽ መንፈሳዊ ሓቅታት ብኸመይ ክትፈልጦ ኸም እትኽእል ተምሃር።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“ኣብ መወዳእታኡ ናይ ሓቂ ናጽነት ረኸብኩ።”

መጽሓፍ ቅዱስ ንሓደ መንእሰይ፡ ሽጋራ ምትካኽን ሓሽሽ ምውሳድን ኣልኮላዊ መስተ ምብዛሕን ንኼቋርጽ ብኸመይ ከም ዝሓገዞ ኣንብብ።