ግምቢ ዘብዐኛ ለካቲት 2013 | ካብ ሙሴ እንመሃሮ ትምህርቲ

ብዛዕባ እቲ ሙሴ ዘርኣዮ ሰለስተ ጽቡቕ ባህርያትን ካብቲ ንሱ ዝገደፎ ኣብነት እንታይ ክንመሃር ከም እንኽእልን ርአ።

ገበር

ሙሴ እንታዋይ እዩ ነይሩ፧

ክርስትያናትን ኣይሁድን ኣስላምን ነዚ እሙን ሰብኣይ እዚ፡ ኣዝዮም የኽብርዎ እዮም። ብዛዕባኡ እንታይ ትፈልጥ፧

ገበር

ሙሴ—ናይ እምነት ሰብ

ሙሴ፡ ናብራኡ ኣብ መብጽዓታት ኣምላኽ ዘተኰረ ስለ ዝነበረ፡ ድልድልቲ እምነት ነበረቶ። ከምታ ናቱ ዝዓይነታ እምነት ብኸመይ ከተማዕብል ትኽእል፧

ገበር

ሙሴ—ትሑት

ሓያሎ ሰባት ንትሕትና ከም ድኽመት እዮም ዚርእይዋ። ኣምላኽ ብዛዕባ ባህርይ እዚኣ እንታይ ርእይቶ ኣለዎ፧ ሙሴ ትሕትና ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧

ገበር

ሙሴ—ፈቃር

ሙሴ ንኣምላኽን ንብጾቱ እስራኤላውያንን የፍቅሮም ነበረ። ካብቲ ዝገደፎ ኣብነት እንታይ ኽንመሃር ንኽእል፧

ንኣምላኽ ቅረቦ

“ንሱ ኣምላኽ ህያዋን እዩ”

ኣምላኽ ብትንሳኤ ኣቢሉ ንሞት ኬጥፍኦ ይኽእል እዩ። እዚ መብጽዓ እዚ ኽሳዕ ክንደይ እዩ ርግጽ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“ንሓቂ ኽምርምራ እዮም ዚደልዩኒ ነይሮም”

ሉዊስ ኣሊፎንሶ ሚስዮናዊ ሞርሞን ኪኸውን ይደሊ ነበረ። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንሸቶኡን ንህይወቱን ዝቐየሮ ብኸመይ እዩ፧

መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት

ውሉድካ ስንኩል እንተ ዀይኑ

ኬጋጥመካ ዚኽእል ሰለስተ ብድሆታትን ኪሕግዘካ ዚኽእል መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጥበብን ርአ።

“ወንጌል ይሁዳ” እንታይ እዩ፧

እቲ ንየሱስ ዝኸሓዶ ይሁዳ ድዩ ጽሒፍዎ፧ ነቲ ብዛዕባ ክርስትና ዘሎና ግንዛበ ኺጸልዎ ይግባእዶ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ንዅሉ ዝፈጠረ ኣምላኽ ካብ ኰነ፡ ንድያብሎስ እውን ንሱ ድዩ ፈጢርዎ፧ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል መርምር።