ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መንግስቲ ኣምላኽ—ጕዕዞ 100 ዓመት

ኣብ ዝሓለፈ 100 ዓመት ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ተዓሚሙ፧

 

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

100 ዓመት ዝገበረ ቕያ እምነት

ኣብዛ ዓመት እዚኣ፡ እታ ኣብቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ እምነት ንኸነሕድር እትሕግዝ፡ “ፎቶ ድራማ ኦቭ ክሪኤሽን” ዘርእስታ ፊልም ካብ እትወጽእ 100 ዓመት ገይራ።

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

“ዩሬካ ድራማ” ንብዙሓት ሰባት ንሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ንኺረኽቡዋ ሓጊዛቶም

እዛ እተወሰነ ኽፋል “ፎቶ-ድራማ ኦቭ ክሪኤሽን” እተጠቓልል ፊልም፡ ኣብ ርሑቕ ቦታታት እውን ከይተረፈ ብዘይ ኤለክትሪክ ትርአ ነበረት።

ካብ መዛግብትና

ፈነወ እቲ ብስራት

ኣብቲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንመልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንምዝርጋሕ ዝገበርዎ ጻዕሪ፡ መደበር ረድዮ ዳብልዩ.ቢ.ቢ.ኣር. ብኸመይ ኣገልጊላ፧

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ብሚልዮናት እትፍለጥ መጕልሕ ድምጺ እተገጥመላ ማኪና

ካብ 1936 ክሳዕ 1941፡ “መጕልሕ ድምጺ እተገጥመላ ማኪና ግምቢ ዘብዐኛ” ኣብ ብራዚል ንዚነብሩ ሚልዮናት መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብጺሓትሎም እያ።