ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽናዕቲ 14

ቀንዲ ነጥብታት ጐሊሑ

ቀንዲ ነጥብታት ጐሊሑ

ንሰማዕትኻ ሓበሬታ ኽትህብ፡ ከተእምን፡ ወይ ከተለዓዕል ዲኻ እትደሊ፧ እቲ እትሓርዮ ቐንዲ ነጥብታትን ነዚ እተቕርበሉ መስርዕን ዕላማኻ ንምውቃዕ ኪሕግዘካ እዩ።