ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”

ነህምያ ንዳግመ ህንጸት መካበብያ የሩሳሌምን ንምምላስ ንጹህ ኣምልኾ የሆዋን ብሓላፍነት መሪሕዎ።

ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”​—Iይ ክፋል

ነህምያ ዅሉ ዓይነት ተጻብኦታት እናኣጋጠሞ ንመካበብያ የሩሳሌም ዳግም ኪሃንጽ ፈቲኑ።

ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”—2ይ ክፋል

እቲ መካበብያስ ተዛዚሙ፣ ነህምያ ግና ንመንፈሳውነት እቶም ህዝቢ ዳግም ኪሃንጽ ክኢሉዶ፧