ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”​—Iይ ክፋል

ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”​—Iይ ክፋል

ነህምያ ንመካበብያ እታ ዓባይ ከተማ የሆዋ ዳግም ንምህናጽ፡ ነቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ሱሳን ዝነበሮ ሓላፍነት ሓደገ። ይኹን እምበር፡ እቲ ዓብዪ ፕሮጀክት ህንጸት ጥራይ ኣይኰነን ፈተና ዀይንዎ። እሞ ደኣ ጸሎቱን ትብዓቱን ነቲ ፕሮጀክት ኪዛዝም ኣኽኢልዎዶ፧