ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”—2ይ ክፋል

ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”—2ይ ክፋል

መካበብያ የሩሳሌም ዳግም ምስ ተሃንጸ፡ ንነህምያ ሓድሽ ብድሆ ኣጋጠሞ። ዓመታት ምስ ሓለፈ ግና፡ መንፈሳውነት እቶም ህዝቢ ኣንቈልቊሉ ነይሩ። ነህምያን እዝራን ሚልክያስን ከኣ ንጹህ ኣምልኾ ንምምላስ ተላዕሉ።