ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ርብቃ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ርብቃ

ኣብዚ ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ዘርእስቱ ተኸታታሊ ቪድዮታት፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከቡ ኣብነታት ብኸመይ ድልድልቲ እምነት ከም ዝነበረቶም ክንርኢ ንኽእል ኢና። ኣብዛ ኽፋል እዚኣ፡ ርብቃ ብኸመይ ኣርኣያ ኸም እትዀነና ኽንምሃር ኢና።