ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ—ሰብነትና ኣጻውት ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ—ሰብነትና ብህዋሳትና ኣቢልና ንኣከባቢና ኽንድህስስን ነቲ ዝኣከብናዮ ፍልጠት ክንዝክርን ምኽኣልና ብዛዕባ ፈጣሪና ኣገዳሲ ነገር ይምህረና።—መዝሙር 139:14። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ኢኻ ንኣምላኽ ብቐረባ ኽትፈልጦ እትኽእል፧ ምስኡ ዕርክነት ንምህናጽ ሸውዓተ ስጕምትታት ኪሕግዘካ ይኽእል። ንቕሑ! ዘይተነግረ ታሪኽ ፍጥረት እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጸብጻብ ፍጥረት፡ ምስ ስነ ፍልጠታዊ ሓቅታት ይሳነ ድዩ፧ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ መንእሰያት ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን ይገልጹ ኣብዛ ናይ ሰለስተ ደቒቕ ቪድዮ፡ መንእሰያት፡ ፈጣሪ ኸም ዘሎ እንታይ ከም ዘእመኖም ገሊጾም ኣለዉ። ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ—ሰብነትና ቪድዮታት ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ—ሰብነትና ትግርኛ ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ—ሰብነትና https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1112024501/univ/art/1112024501_univ_sqr_xl.jpg