ብድሆን ዓስብን ኣምልኾ ስድራ ቤት ኣጻውት ብድሆን ዓስብን ኣምልኾ ስድራ ቤት ኣብ እተፈላለየ ዅርናዓት ዓለም ዚርከቡ ስድራ ቤታት፡ ትርጉም ዘለዎ ስሩዕ ኣምልኾ ስድራ ቤት ንምግባር ዜጋጥሞም ብድሆታት ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ንኣምልኾ ስድራ ቤትካ ብዝያዳ ዜሐጕስ ክትገብሮ ትኽእልዶ፧ እንታይ ክትፍተን ከም ዘሎካ ምእንቲ ኽትፈልጥ፡ ኣብ እተፈላለየ ሃገራት፡ ኣምልኾ ስድራ ቤት ብኸመይ ከም ዚግበር ርአ። ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ብስድራ ቤት ኴንኩም ንየሆዋ ኣምልኽዎ ብኣምልኾ ስድራ ቤትካ ብዝያዳ ኽትሕጐስ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ ውሉዳት ንኣምላኽ ምፍቃር ኪመሃሩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒምካ ልቢ ውሉዳትካ ኽትትንክፍ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንጥፈታት ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንመንእሰያት ኣብቲ ንመንእሰያት ዜጋጥሞም ኵነታትን ብድሆታትን፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዝ ከም ዚኽእል ርአ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ብድሆን ዓስብን ኣምልኾ ስድራ ቤት ድራማታት—ተወሳኺ ምርኢት ብድሆን ዓስብን ኣምልኾ ስድራ ቤት ትግርኛ ብድሆን ዓስብን ኣምልኾ ስድራ ቤት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102014533/univ/art/1102014533_univ_sqr_xl.jpg