ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ኣቤል ኣጻውት ኣቤል ወለዲ ኣቤል ንየሆዋ ፍቕሪ እኳ እንተ ዘይነበሮም፡ ኣቤል ግና ባዕሉ እምነቱ ኺሃንጽ ክኢሉ እዩ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ቈልዑ ዓርኪ የሆዋ ኹን እዚ ቪድዮታት ካርቱንን መዝሙራትን ካልእ ንጥፈታትን፡ ንደቅኹም፡ ንኣምላኽ ብኸመይ ኬሐጕስዎ ኸም ዚኽእሉ ይምህሮም። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንጥፈታት ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣቤል ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ኣቤል ትግርኛ ኣቤል https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/503000110/univ/art/503000110_univ_sqr_xl.jpg ljf