ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ

ዳንኤል ኣብ የሆዋ ተስፋ ኺገብር ይጽዕር ነይሩ እዩ፣ ኣብቲ ኻብ ዓዱ ርሒቑ ኣብ ዝነበረሉ እዋን እምነቱን ተኣማንነቱን ተፈቲኑ እዩ።

ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—1ይ ክፋል

ዳንኤል ካብ ስድራ ቤቱ ተፈልዩ ኣብ ዝነበረሉ፡ ከተማኡ እውን ዓንያ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን፡ ምስ ኣምላኹ የሆዋ ለጊቡ ይመላለስ ደዀን ይኸውን፧

ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—2ይ ክፋል

ሓንቲ ሓያል ሃጸያዊት መንግስቲ ተላዕለት። ንዳንኤል ከኣ ሓደስቲ ጸላእቲ ኣጋጠምዎ። እምነቱ እውን ቅድሚኡ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ደረጃ ተፈተነት።