ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—1ይ ክፋል ኣጻውት ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—1ይ ክፋል ዳንኤል ንንጹህ ኣምልኾ ኺሓድግ ብርቱዕ ጸቕጢ እናወረዶ ኽነሱ፡ ንየሆዋ እሙን ኪኸውን ጽዒሩ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መስርዕ ፍጻመታት መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዓመተ 1914 እንታይ ይሕብር፧ እቲ ኣብ ዳንኤል ምዕራፍ 4 ዚርከብ ትንቢት “ሸውዓተ ግዜያት፡” ንግዝኣት ደቂ ሰብ ኣጸጋሚ ዅነታት ከም ዜጋጥሞ ይሕብር እዩ። ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ ንየሆዋ እተኣዘዙ ኣርባዕተ መንእሰያት መንእሰያት ኣይሁድ ኣብ ቤተ መንግስቲ ባቢሎን እውን እንተ ዀነ ንየሆዋ እሙናት ኪዀኑ ቘረጹ። ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ ንዘለኣለም እትነብር መንግስቲ ዳንኤል ንነቡካድነጻር፡ ትርጉም እቲ ፍልይ ዝበለ ሕልሙ ይገልጸሉ። ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ ከም ዓባይ ኦም ዝኣመሰለት መንግስቲ ሕልሚ ነቡካድነጻር ብዛዕባ መጻኢኡ ዚገልጽ ትንቢት ነበረ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—1ይ ክፋል ቪድዮታት ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—1ይ ክፋል ትግርኛ ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—1ይ ክፋል https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102021059/univ/art/1102021059_univ_sqr_xl.jpg