ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ትሕቲ ተቓውሞ ጽኑዓት

ኣብ ትሕቲ ተቓውሞ ጽኑዓት

ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዚነብሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ተቓውሞ እናኣጋጠሞም ክነሱ፡ ኣብ እምነቶም ጸኒዖም እዮም። ኣብ ትሕቲ ስርዓት ናዚ ኣብ ጀርመን ዝነበሩን ኣብ ሕብረት ሶቭየት ዝነበሩን ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝሓደግዎ ብሉጽ ኣብነታት ርአ።