ጁኽ ዝሕብሩ ስሉስ ኵርናዕ ኣጻውት ጁኽ ዝሕብሩ ስሉስ ኵርናዕ ብግዜ ስርዓት ናዚ፡ ኣብ ጀርመን ዝነበሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንሂትለር ኣይደገፉን። እንዳ ኩሰሮው ኣብ እምነቶም ብኸመይ ከም ዝጸንዑ ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ብግዜ ጃምላዊ ቕትለት ናዚ፡ ኣብ ልዕሊ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ እዩ ተገይሩ፧ እቲ መልሲ የገርመካ ይኸውን። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧ ብዙሓት ሰባት ስለምንታይ ዓለም ብጽልእን ብመከራን ከም ዝመልአት ይሓትቱ እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ ዜዕግብን ዜጸናንዕን መልሲ ይህብ እዩ። ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ገለልተኛታት ዝዀኑ ስለምንታይ እዮም፧ ንጸጥታ ሃገር ዜስግኡ ድዮም፧ ቪድዮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ኣብ ትሕቲ ተቓውሞ ጽኑዓት ኣብ ትሕቲ ስርዓት ናዚ ኣብ ጀርመን ዝነበሩን ኣብ ሕብረት ሶቭየት ዝነበሩን ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ መስጐጕቲ ብኸመይ ኣብ እምነቶም ከም ዝጸንዑ ርአ። ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ጁኽ ዝሕብሩ ስሉስ ኵርናዕ ቪድዮታት ጁኽ ዝሕብሩ ስሉስ ኵርናዕ—እንዳ ኩሰሮው ትግርኛ ጁኽ ዝሕብሩ ስሉስ ኵርናዕ—እንዳ ኩሰሮው https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1112022417/univ/art/1112022417_univ_sqr_xl.jpg ptr