ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

Ismail Sen/Anadolu Agency via Getty Images

ንቕሑ!

ኣብ ቱርኪን ኣብ ሶርያን ኣዕናዊ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ቱርኪን ኣብ ሶርያን ኣዕናዊ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

 ሰኑይ፡ 6 ለካቲት 2023 ኣብ ቱርኪን ኣብ ሶርያን ኣዕናዊ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ።

  •   “ሰኑይ መዓልቲ ብሰንኪ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ኣብ ሰፊሕ ግዝኣት ቱርኪን ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ሶርያን ልዕሊ 3,700 ሰባት ሞይቶም። እቲ ወቕቲ ኣዝዩ ቘራሪ ስለ ዝነበረ፡ ነቶም እተጐድኡ ወይ ኣባይቶም ዝሰኣኑ ንምሕጋዝ እተገብረ ጻዕሪ ኣጸጋሚ ገይርዎ እዩ።”—ሮይተርስ፡ 6 ለካቲት 2023።

 ነዚ ዜሕዝን ጸብጻብ ከነንብብ ከለና፡ ልብና ይስበር እዩ። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት፡ ናብቲ “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን ዝዀነ” የሆዋ ኢና እንጽጋዕ። (2 ቈረንቶስ 1:3) ንሱ፡ “ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ብዚርከብ . . . ተስፋ” የጸናንዓና እዩ።—ሮሜ 15:4

 ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ዚስዕብ ንምሃር ኢና፦

  •   ብዛዕባ ምንቅጥቃጥ ምድሪ እንታይ ከም እተነበየ።

  •   መጸናንዕን ተስፋን ኣበይ ከም እንረክብ።

  •   ኣምላኽ ንዅሉ መከራ ብኸመይ ከም ዜወግዶ።

 ብዛዕባ እዚ ርእሰ ነገራት፡ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል ንምፍላጥ ነዚ ዓንቀጻት ኣንብብ፦

a የሆዋ ብሕታዊ ስም ኣምላኽ እዩ።—መዝሙር 83:18