“ኣብ ጐድኒ የሆዋ ዝዀነ መን ኣሎ፧” ንኣምላኽ እሙን ክትከውን ምድላይ ወይ ከኣ ንዕኡ እሙን ከም ዝዀንካ ምዝራብ፡ ንየሆዋ ብሓቂ እሙን ኴንካ ኻብ ምምልላስ እተፈልየ እዩ። እዚ ድማ፡ ኣብቲ ኣብ ዘጸኣት ምዕራፍ 20ን 24ን 32ን 34ን ዘሎ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ኣሎ። ኣብ ዘጸኣት 20:1-7፣ 24:3-18፣ 32:1-35፣ 34:1-14 እተመስረተ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ