“ደጊም ኣይኪድንጕን እዩ”
እቲ ኣብ መጽሓፍ ራእይ ዘሎ መሳጢ ትንቢታት፡ ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ነቶም ንየሆዋ ዜፍቅሩ ሰባት ብኸመይ ፍትሕን ዘለኣለማዊ ዕረፍትን ከም ዜምጽኣሎም ርአ። ኣብ ራእይ 18:1–19:3፣ 19:11–20:3፣ 20:12-14፣ 22:1-7 እተመስረተ።