ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1-7 ለካቲት

ነህምያ 1-4

1-7 ለካቲት
  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ነህምያ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ፍቕሪ ነበሮ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ነህምያ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ነህ 1:11–2:3—ነህምያ፡ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ስለ ዘስፋሕፍሐ ተሓጒሱ እዩ (w06 1/2 9 ¶7)

    • Ne 4:14—ነህምያ ነቲ ኣብ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዘጋጠመ ተቓውሞ ኺሰግሮ ዝኸኣለ፡ ኣትኵሮኡ ኣብ የሆዋ ስለ ዝገበረ እዩ (w06 1/2 10 ¶3)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ነህ 1:1፣ 2:1—እቲ ኣብ ነህምያ 1:1ን 2:1ን ተጠቒሱ ዘሎ “መበል ዕስራ ዓመት፡” ካብ ሓደ መበገሲ እዩ ተቘጺሩ ኢልና ኽንድምድም እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (w06 1/2 8 ¶5)

    • ነህ 4:17, 18—ሓደ ሰብ ብሓንቲ ኢዱ ጥራይ ዕዮ ህንጸት ኪዓዪ ዚኽእል ከመይ ገይሩ እዩ፧ (w06 1/2 9 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ነህ 3:1-14 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ግምቢ ዘብዐኛ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፡ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ድማ ተመያየጥሉ። እቲ ኣስፋሒ ንተመላሊስካ ምብጻሕ ብኸመይ መሰረት ከም ዘንበረ ኣጕልሕ። ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 45

  • ኣብ ወርሒ መጋቢትን ሚያዝያን ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን ካብ ሕጂ መደብ ግበር፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ካብታ “ንእዋን በዓል ዝኽሪ ዜሐጕስ ግበሮ” እትብል ዓንቀጽ ዚሰማማዕ ነጥብታት ግለጽ። (km 2/14 2) ኣቐዲምካ መደብ ምግባር ኣድላዪ ምዃኑ ኣጕልሕ። (ምሳ 21:5) ኣብ ዝሓለፈ እዋን ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ንዘገልገሉ ኽልተ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። እንታይ ዕንቅፋታት ሰጊሮም፧ እንታይ ሓጐስከ ረኺቦም፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv መመላእታ ጽሑፍ፡ ገጽ 212-215 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 24ን ጸሎት