ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ነህምያ 12-13

ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ

ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ

ነህምያ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ብቕንኣት ተጣበቐሉ

13:4-9, 15-21, 23-27

  • ሊቀ ኻህናት ኤልያሺብ እቲ ዘይኣማንን ተቓዋምን ዝነበረ ጦብያ ጽልዋ ኺገብረሉ ፈቐደ

  • ኤልያሺብ ንጦብያ ኣብ መመገቢ ኣዳራሽ ቤተ መቕደስ ቦታ ሃቦ

  • ነህምያ ንዅሉ ኣቕሑ ጦብያ ኣውጺኡ ደርበዮ፡ ነቲ ኽፍሊ ኣንጽሆ፡ ንዅሉ ነገር ድማ ናብቲ ግቡእ ጥቕሚ ዚህበሉ ቦታኡ መለሶ

  • ነህምያ ንዅሉ ርኹስ ዘበለ ኻብ እስራኤል የወግዶ ነበረ