13-19 ለካቲት
ኢሳይያስ 52-57
መዝሙር 20ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ክርስቶስ ምእንታና መከራ ጸገበ”፦ (10 ደቒቕ)
ኢሳ 53:3-5—ተናዕቀ፡ ምእንቲ ስሕተትና እውን ተጨፍለቐ (w09 15/1 26 ¶3-5)
ኢሳ 53:7, 8—ህይወቱ ምእንታና ብፍታው ሰውአ (w09 15/1 27 ¶10)
ኢሳ 53:11, 12—ክሳዕ ሞት እሙን ስለ ዝዀነ፡ ክንጸድቕ ንኽእል ኢና (w09 15/1 28 ¶13)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኢሳ 54:1—ኣብዚ ትንቢት እዚ ተጠቒሳ ዘላ “መኻን ሰበይቲ” መን እያ፧ ደቃኸ እንታዎት እዮም፧ (w06 15/3 11 ¶2)
ኢሳ 57:15—የሆዋ ምስቶም ‘እተደቍሱን ትሑታትን’ ዚነብር ብኸመይ እዩ፧ (w05 15/10 26 ¶3)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 57:1-11
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lf—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lf 30-31—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 14-15 ¶16-17—ንኣሽቱ ውሉዳት ዘለውዎ ኣቦ እንተ ኣልዩ፡ ንወዱ ወይ ንጓሉ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይምራሕ።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ደቅኻ ኣብ ፈጣሪ ድልድልቲ እምነት ክትህልዎም ሓግዞም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 17-27፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 126ን ጸሎትን