27 ለካቲት–5 መጋቢት
ኢሳይያስ 63-66
መዝሙር 145ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ንዓብዪ ሓጐስ ምኽንያት ይኸውን”፦ (10 ደቒቕ)
ኢሳ 65:17—‘እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን እዩ’ (ip-2-E 383 ¶23)
ኢሳ 65:18, 19—ዓብዪ ሓጐስ ኪህሉ እዩ (ip-2-E 384 ¶25)
ኢሳ 65:21-23—ህይወት ዜዕግብ ኪኸውን እዩ፣ ሰባት ድማ ቅሳነት ኪስምዖም እዩ (w12 15/9 9 ¶4-5)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኢሳ 63:5—ንኣምላኽ ነድሩ ዚድግፎ ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/1 11 ¶7)
ኢሳ 64:8—የሆዋ ኸም ሰራሒ ኻይላ መጠን ንስልጣኑ ዚጥቀመሉ ብኸመይ እዩ፧ (w13 15/6 24-25 ¶3-5)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 63:1-10
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤፌ 5:33—ሓቂ ምሃር።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 66:23፣ w06 1/11 30-31 ¶14-17—ፍረ ነገር፦ ኣኼባና—ነባሪ መዳይ ኣምልኾና
ክርስትያናዊ ህይወት
“ብተስፋኻ ተሓጐስ” (ኢሳ 65:17, 18፣ ሮሜ 12:12)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብተስፋ ተሓጐሱ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 14-24፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 113ን ጸሎትን