ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 47-51 ንየሆዋ እዙዝ ምዃን በረኸት የምጽእ ኣጻውት ንየሆዋ እዙዝ ምዃን በረኸት የምጽእ 48:17 የሆዋ፡ ብሓጐስ ምእንቲ ኽንነብር ኢሉ፡ ብፍቕሪ ተደሪኹ ነታ ኽንከደላ ዚግብኣና መገዲ ይሕብረና። እንተ ተኣዚዝናዮ ድማ ንጥቀም ኢና 48:18 ‘ሰላም ከም ፈለግ’ የሆዋ፡ ከም ፈለግ ዚውሕዝ ብዙሕ ሰላም ኣተስፍዩ ‘ጽድቂ ኸም ማዕበላት ባሕሪ’ ግብርታት ጽድቅና ኸምቲ ዘይቍጸር ማዕበላት ባሕሪ ይኸውን ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንየሆዋ እዙዝ ምዃን በረኸት የምጽእ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ንየሆዋ እዙዝ ምዃን በረኸት የምጽእ ትግርኛ ንየሆዋ እዙዝ ምዃን በረኸት የምጽእ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202017043/univ/art/202017043_univ_sqr_xl.jpg