ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

12-18 ለካቲት

ማቴዎስ 14-15

12-18 ለካቲት
  • መዝሙር 93ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ብሒደት ሰባት ንብዙሓት ምምጋብ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 14:16, 17—ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ ሓሙሽተ እንጌራን ክልተ ዓሳን ጥራይ ነበሮም (w13 15/7 15 ¶2)

    • ማቴ 14:18, 19የሱስ ብደቀ መዛሙርቱ ገይሩ ብዙሓት ህዝቢ መገበ (w13 15/7 15 ¶3)

    • ማቴ 14:20, 21—ኣሽሓት ሰባት ካብ ተኣምር የሱስ ተጠቕሙ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 14:21 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣንስትን ቈልዑን”w13 15/7 15 ¶1)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 15:7-9—ግብዝና ኸነወግድ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 15:7 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ግቡዛት”)

    • ማቴ 15:26—የሱስ ነታ “ዀራኹር” እትብል ቃል ኪጥቀም ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ ዚኸውን፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 15:26 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ውሉዳት . . . ዀራኹር”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 15:1-20

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w15 15/9 16-17 ¶14-17—ፍረ ነገር፦ እምነትካ ንምድልዳል፡ ኣብ የሱስ ኣተኵር።

ክርስትያናዊ ህይወት