ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

19-25 ለካቲት

ማቴዎስ 16-17

19-25 ለካቲት
  • መዝሙር 45ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 16:18—እቲ የሱስ ንክርስትያናዊት ጉባኤ ዝሃነጸሉ ኸውሒ መን እዩ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 16:18 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ፣ . . . ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ፡” “ጉባኤ”)

    • ማቴ 16:19—እቲ የሱስ ንጴጥሮስ ዝሃቦ “መፋትሕ መንግስተ ሰማያት” እንታይ እዩ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 16:19 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “መፋትሕ መንግስተ ሰማያት”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 16:1-20

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በታ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ምላሽ ሃብ።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት