ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 16-17

ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧

ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧

16:21-23

  • ጴጥሮስ ብቕኑዕ ድራኸ ተዛሪቡ ኪኸውን ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ የሱስ ነቲ ግጉይ ኣተሓሳስባ ጴጥሮስ ኣረሞ

  • የሱስ፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ‘ንርእሱ ኺሓልየላ’ ግቡእ ግዜ ኸም ዘይነበረ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። ኣብቲ ወሳኒ ግዜ እቲ ንቑሕ እንተ ዘይከውን ነይሩ፡ ሰይጣን ሓሳብ ልቡ ምሰመረሉ

16:24

የሱስ፡ ብፍቓድ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንምራሕ ክንገብሮ ዘሎና ሰለስተ ነገር ሓቢሩ እዩ። እዚ ነገራት እዚ እንታይ የጠቓልል፧

  • ርእስኻ ምቕባጽ፦

  • ጕንዲ ስቅያትካ ምልዓል፦

  • ንየሱስ ብቐጻሊ ምስዓብ፦