ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

26 ለካቲት–4 መጋቢት

ማቴዎስ 18-19

26 ለካቲት–4 መጋቢት
  • መዝሙር 121ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንርእስኻን ንኻልኦትን ከይትዕንቅፍ ተጠንቀቕ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 18:6, 7—ንኻልኦት ከነዐንቅፎም የብልናን (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 18:6, 7 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ብኣድጊ ዚዘውር መጥሓን፡” “መዐንቀፊታት፡” ሚድያ፦ “መጥሓን፡” “መዲድን መጥሓንን”)

    • ማቴ 18:8, 9—ኬዐንቅፈና ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ነገር ከነወግድ ኣሎና (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 18:9 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ገሃነም”፣ ማህደረ ቓላት፦ “ገሃነም”)

    • ማቴ 18:10—ንኻልኦት ነዐንቅፎም እንተ ዄንና የሆዋ ይፈልጥ እዩ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 18:10 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ገጽ . . . ኣቦይ ይርእዩ እዮም”w10 1/11 16)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 18:21, 22—ንሓውና ኽንደይ ሳዕ ኢና ይቕረ ኽንብለሉ ዘሎና፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 18:22 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “77 ሳዕ”)

    • ማቴ 19:7—ዕላማ “ጽሑፍ መፍትሒ” እንታይ እዩ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 19:7 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ጽሑፍ መፍትሒ” ሚድያ፦ “ጽሑፍ መፍትሒ”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 18:18-35

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ፡ ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 26 ¶18-20—ብኸመይ ልቢ ኽትትንኪ ኸም እትኽእል ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት