ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

5-11 ለካቲት

ማቴዎስ 12–13

5-11 ለካቲት
  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምሳሌ እቲ ስርናይን ክርዳድን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 13:24-26—ሓደ ሰብ ኣብ ግራቱ ጽቡቕ ዘርኢ ምስ ዘርአ፡ ጸላኢኡ መጺኡ ኣብ መንጎ እቲ ስርናይ ክርዳድ ዘርአ (w13 15/7 9-10 ¶2-3)

    • ማቴ 13:27-29—እቲ ስርናይን እቲ ኽርዳድን ክሳዕ ቀውዒ ብሓደ ዓበየ (w13 15/7 10 ¶4)

    • ማቴ 13:30—ብግዜ ቐውዒ፡ ዓጻዶ ቕድም ነቲ ኽርዳድ ኣረይዎ፡ ድሕሪኡ ነቲ ስርናይ ኣከብዎ (w13 15/7 12 ¶10-12)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 12:20—ንርሕራሐ የሱስ ብኸመይ ክንቐድሖ ንኽእል፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 12:20 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ዚተክኽ ፈትሊ መብራህቲ”)

    • ማቴ 13:25—ብግዜ ጥንቲ ሰባት ኣብ ግራት ሰብ ብሓቂ ኽርዳድ ይዘርኡ ምንባሮም ዚእመን ድዩ፧ (w16.10 32)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 12:1-21

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 22-23 ¶10-12

ክርስትያናዊ ህይወት