ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክርስትያናዊ ህይወት

ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ጽልዋ የሕድረልና፧

ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ጽልዋ የሕድረልና፧

የሱስ፡ ዓሚቝ መንፈሳዊ ትምህርቲ ኺምህር ከሎ፡ ቀሊል ምሳሌታት እዩ ተጠቒሙ። ይኹን እምበር፡ ነቲ ምሳሌታት ኪርድእዎን ነቲ የሱስ ዝመሃሮ ትምህርትታት ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎን ዚጽዕሩ ዝነበሩ ትሑታት ሰባት ጥራይ እዮም ነይሮም። (ማቴ 13:10-15) ንዅሉ እቲ ብዛዕባ ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ ዚገልጽ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦ ካብዛ ምሳሌ እዚኣ ብኸመይ እየ ዝጥቀም፧ ኣብ ህይወተይ ጽልዋ እተሕድር ብኸመይ እያ፧

መንግስተ ሰማያት ከም . . .