ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ጠቓሚ ድዩ፧

ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16

ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ይሰማማዕ ድዩ፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ይሰማማዕ ድዩ፧

ጥቕሲ፦ እዮ 26:7

ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ምኽሪ፡ ግብራዊ ኪኸውን ዚኽእል ድዩ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ምኽሪ፡ ግብራዊ ኪኸውን ዚኽእል ድዩ፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 14:30

ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መጻኢ ብልክዕ ይንበ ድዩ፧