ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ሓደ ሰብኣይ ንፍጥረት የሆዋ ይዕዘብ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ለካቲት 2019

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ ጠቓሚ ብዛዕባ ምዃኑ ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ተኸታታሊ ዝርርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ

ሕልናና ብግቡእ ምእንቲ ኺመርሓና፡ ብመሰረት ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከነስልጥኖ ኣሎና።

ክርስትያናዊ ህይወት

ነቲ ዘይርአ ባህርያት ኣምላኽ ተስተውዕሎ ዲኻ፧

ኣብ ከባቢና ዘሎ ፍጥረት ንሓይልን ንፍቕርን ንጥበብን ንፍትሕን ከምኡ እውን ንልግሲ የሆዋ ይገልጽ እዩ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ኣምላኽ ንፍቕሩ የርእየና ኣሎ”

ነቲ ውህበት በጃ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ብሃረርታዶ ትጽበ’ ኣለኻ፧

‘ንምግላጽ ደቂ ኣምላኽ ብሃረርታ ትጽበ ኸም ዘለኻ’ ብኸመይ ከተርኢ ትኽእል፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ብተጻዋርነት ተሃንጢና ንጽበ

ኣብ ትሕቲ ዝዀነ ይኹን ፈተና፡ ብተጻዋርነት ክንጽበ እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ምሳልያዊ ኦም ኣውልዕ

እተፈላለየ ኽፋል እቲ ምሳልያዊ ኦም ኣውልዕ ንምንታይ የመልክት፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ዘይፈርዩ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምቍራጽ

ሓደ ተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ እተወሰነ ግዜ ርኡይ ዕቤት እንተ ዘይገይሩ፡ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧