ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

18-24 ለካቲት

ሮሜ 7-8

18-24 ለካቲት
  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ብሃረርታዶ ትጽበ’ ኣለኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሮሜ 8:19—ድሕሪ ሓጺር እዋን “ደቂ ኣምላኽ” ኪግለጹ እዮም (w12 15/7 11 ¶17)

    • ሮሜ 8:20—“ፍጥረት . . . ብተስፋ ንኸንቱ እዩ ተገዚኡ” (w12 15/3 23 ¶11)

    • ሮሜ 8:21—ፍጥረት “ካብ ባርነት ጥፍኣት ሓራ ኺወጽእ” እዩ (w12 15/3 23 ¶12)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሮሜ 8:6—ኣብ መንጎ “ናይ ስጋ ምሕሳብ”ን “ናይ መንፈስ ምሕሳብ”ን እንታይ ፍልልይ ኣሎ፧ (w17.06 3)

    • ሮሜ 8:26, 27—የሆዋ ን“ዘይተዘርበ እህህታ” ዚምልሶ ብኸመይ እዩ፧ (w09 15/11 7 ¶20)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 7:13-25 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት