ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

25 ለካቲት–3 መጋቢት

ሮሜ 9-11

25 ለካቲት–3 መጋቢት
  • መዝሙር 25ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምሳሌ ኦም ኣውልዕ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሮሜ 11:16—እዚ ኦም ኣውልዕ እዚ፡ ነቲ ምስቲ ንኣብርሃም እተኣትወሉ ኺዳን ዚተሓሓዝ ዕላማ ኣምላኽ የመልክት (w11 15/5 23 ¶13)

    • ሮሜ 11:17, 20, 21—እቶም ኣብቲ ምሳልያዊ ኦም ኣውልዕ እተዳቐሉ ቕቡኣት ክርስትያናት ብእምነት ኪመላለሱ ኣለዎም (w11 15/5 24 ¶15)

    • ሮሜ 11:25, 26—ብምሉኦም መንፈሳውያን እስራኤላውያን ‘ኪድሕኑ’ እዮም (w11 15/5 25 ¶19)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሮሜ 9:21-23—በቲ ዓብዪ ሰራሕ ካይላ ዝዀነ የሆዋ ኽንቅረጽ ፍቓደኛታት ክንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (w13 15/6 25 ¶5)

    • ሮሜ 10:2—ኣምልኾና ኣብ ልክዕ ፍልጠት እተመስረተ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (it-1-E 1260 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 10:1-15 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት