4-10 ለካቲት
ሮሜ 1-3
መዝሙር 88ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ሮሜ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ሮሜ 2:14, 15—ኵሉ ሰብ ሕልና ኣለዎ (lvs 18 ¶6)
ሮሜ 2:15—ሕልናና ዜተኣማምን መራሒ ምእንቲ ኪኸውን ከነሰልጥኖ ይግባእ (lvs 19-20 ¶8-9)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ሮሜ 3:4—“ኣምላኽ ሓቀኛ ዀይኑ፡” ከም ዚርከብ እንገብር ብኸመይ ኢና፧ (w08 15/6 30 ¶5)
ሮሜ 3:24, 25—እቲ “ብክርስቶስ የሱስ እተኸፍለ በጃ” ነቲ “ቐደም እተገብረ ሓጢኣት” ኪሽፍኖ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w08 15/6 29 ¶6)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 1:1-17 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዝርርባት ኣቀራርባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 2 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጥሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w06 1/6 12-13—ፍረ ነገር፦ ብዛዕባ እቲ ንስኻን ካልኦትን ዘሎኩም ድሩት ዓቕሚ ኣብ ክውንነት እተመስረተ ኣረኣእያ ይሃሉኻ። (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ነቲ ዘይርአ ባህርያት ኣምላኽ ተስተውዕሎ ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ድንቂ ፍጥረታት፡ ክብሪ ኣምላኽ ይገልጽ—ብርሃንን ሕብርን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 6፣ “መዓልትታት ምንጻሆም ምስ ኣኸላ” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 138ን ጸሎትን