ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 1-3 ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ ኣጻውት ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ 2:14, 15 ሕልናና ብግቡእ ምእንቲ ኺመርሓና እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ ብመሰረት ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከነስልጥኖ ነቲ መሰረታዊ ስርዓታት ኬዘክረና ኸሎ ኽንሰምዖ ንጽልዋ ዘይፍጹም ስጋና ምእንቲ ኸነሰንፍ፡ ብጸሎት ሓገዝ መንፈስ ቅዱስ ክንሓትት።—ሮሜ 9:1 ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ ትግርኛ ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202019043/univ/art/202019043_univ_sqr_xl.jpg