ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣጻውት ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ጠቓሚ ድዩ፧ ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16 ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ይሰማማዕ ድዩ፧ ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ይሰማማዕ ድዩ፧ ጥቕሲ፦ እዮ 26:7 ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ምኽሪ፡ ግብራዊ ኪኸውን ዚኽእል ድዩ፧ ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ምኽሪ፡ ግብራዊ ኪኸውን ዚኽእል ድዩ፧ ጥቕሲ፦ ምሳ 14:30 ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መጻኢ ብልክዕ ይንበ ድዩ፧ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ኣብ ለካቲት 2019 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት ትግርኛ ኣብ ለካቲት 2019 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/e781f8601f/images/syn_placeholder_sqr.png