ክርስትያናዊ ህይወት
ገለልትነት ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (ሚክ 4:2)
ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ሕያዋይ ሳምራዊ፡ የሆዋ ኸም ዘየዳሉ፡ ‘ንዅሎም’ ዓይነት ሰባት፡ እንተላይ ነቶም እተፈልየ ማሕበራዊ ደረጃ፡ ዓሌት፡ ሃገር ወይ ሃይማኖት ዘለዎም ሰባት ከኣ ‘ሰናይ ክንገብር’ ከም ዚደልየና የዘኻኽረና እዩ።—ገላ 6:10፣ ግብ 10:34።
ነታ ገለልትነት ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (ሚክ 4:2) ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦
-
ሚክያስ 4:2፡ ህዝቢ ኣምላኽ ኣብዚ ግዜ እዚ ብዛዕባ ዚረኽብዎ ዘለዉ በረኸት ከም እትገልጽ ብኸመይ ንፈልጥ፧
-
ገለልትነት ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ኣገዳሲ ዝዀነኸ ስለምንታይ እዩ፧
-
ራእይ 13:16, 17፡ ፖለቲካዊ ስርዓት ኣብ ኣተሓሳስባናን ኣብ ተግባራትናን ጽልዋ ኺገብር ከም ዚፍትን እተርኢ ብኸመይ እያ፧