23-29 ሓምለ
ሉቃስ 12-13
መዝሙር 4ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ጨራሩ ትበልጹ ኢኹም”፦ (10 ደቒቕ)
ሉቃ 12:6—ኣምላኽ ንጨራሩ እውን ከይተረፈ የስተብህለለን እዩ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)
ሉቃ 12:7—የሆዋ ኣጸቢቑ ዚፈልጠና ምዃኑ፡ ብኣና ኣዝዩ ኸም ዚግደስ የርኢ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)
ሉቃ 12:7—የሆዋ ንነፍሲ ወከፍና ኣኽቢሩ እዩ ዚርእየና (cl 241 ¶4-5)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 12:22-40
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።
ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 214-215 ¶4-5
ክርስትያናዊ ህይወት
እተገለሉ ግናኸ ዘይተረስዑ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦
እቶም ሰለስተ ኣስፋሕቲ እንታይ ኣጸጋሚ ዅነታት እዩ ኣጋጢምዎም፧
የሆዋ ኸም ዘይረስዖም ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧
እዞም ኣስፋሕቲ እዚኦም፡ ጸገማት እናሃለዎም ክነሱ፡ ንየሆዋ ምግልጋሎም ዝቐጸሉ ብኸመይ እዮም፧ እዚኸ ንኻልኦት ዘተባብዖም ብኸመይ እዩ፧
ኣብ ጉባኤኻ ንዚርከቡ ኣረጋውያንን ስንኩላንን ፍቕርኻ ኸተርእዮም እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 9-17
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 33ን ጸሎትን