ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

30 ሓምለ–5 ነሓሰ

ሉቃስ 14-16

30 ሓምለ–5 ነሓሰ
  • መዝሙር 125ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 15:11-16—ሓደ ፋሉል ወዲ ንጥሪቱ ብዝርጋን ዘረዎ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 15:17-24—እቲ ወዲ ተነሲሑ፡ እቲ ፈቃር ኣቦኡ ድማ ሓንጐፋይ ኢሉ ተቐቢልዎ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 15:25-32—ኣተሓሳስባ እቲ ዓብዪ ወዲ ተዓርዩ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 14:26—እቲ “እንተ ዘይጸሊኡ” ዚብል ኣበሃህላ፡ ኣብዚ ሓሳብ እዚ እንታይ ትርጉም ኣለዋ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 16:10-13—የሱስ ብዛዕባ “ገንዘብ ዓመጻ” ኺዛረብ ከሎ እንታይ እዩ ኼጕልሕ ደልዩ፧ (w17.07 8-9 ¶7-8)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 14:1-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 37-38 ¶14-15

ክርስትያናዊ ህይወት