ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 14-16 ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ ኣጻውት ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ 15:11-32 ካብቲ ምሳልያዊ ዛንታ እንረኽቦ ገለ ትምህርትታት። ኣብ ትሕቲ እቲ ፈቃር ሰማያዊ ኣቦና ብምዃን ምስ ህዝቢ ኣምላኽ ዕቝባ ምርካብ ጥበብ እዩ ካብ መገዲ ኣምላኽ እንተ ኣልጊስና፡ የሆዋ ብፍታው ይቕረ ኸም ዚብለልና ብምትእምማን ብትሕትና ናብኡ ኽንምለስ ኣሎና ነቶም ተነሲሖም ናብ ጉባኤ ዚምለሱ ጽቡቕ ኣቀባብላ ብምግባር ንየሆዋ ኽንመስሎ ኣሎና ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ ትግርኛ ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202018252/univ/art/202018252_univ_sqr_xl.jpg