ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክርስትያናዊ ህይወት

እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ

እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ

ነታ ዘ ፕሮዲጋል ሳን ሪተርንስ (እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ) ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ዴቪድ ብመንፈሳዊ መዳይ ከም ዝደኸመ ዜርኢ ምልክታት እንታይ እዩ ነይሩ፧ ስድራ ቤቱን ሽማግለታት ጉባኤን ኪሕግዝዎ ዝፈተኑኸ ብኸመይ እዮም፧

  • ሓውና ባርከርን ሓብትና ባርከርን ከም ወለዲ መጠን ሰናይ ኣብነት ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧

  • እዛ ቪድዮ እዚኣ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ትምህረና፧

    • ኣቓልቦና ኣብ ዓለማዊ ስራሕና ጥራይ ብዛዕባ ምግባር

    • ብዛዕባ ሕማቕ ዕርክነት

    • ምኽሪ ብዛዕባ ምስማዕ

    • ብዛዕባ ምንሳሕን ይቕረ ምባልን