ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ሰብኣይን ሰበይትን ድልዱል ሓዳር ኪሃንጹ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ጥቕሲ፦ ኤፌ 5:33

ንዚቕጽል፦ ወለዲ ሓላፍነት ዚስምዖም ውሉዳት ኬዕብዩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ወለዲ ሓላፍነት ዚስምዖም ውሉዳት ኬዕብዩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 22:6

ንዚቕጽል፦ መንእሰያት ካብ ጸገማት ኪርሕቁ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መንእሰያት ካብ ጸገማት ኪርሕቁ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 4:5, 6

ንዚቕጽል፦ ንመዓልታዊ ህይወትና ዚኸውን ጥበብ ክንረክብ እንኽእል ካበይ ኢና፧